ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ትግራይ ኣይኮነን - ትግራይ ናይ ባዕላ ሕቶ ኣለዋ ኣብዛ ሕዚ እዋን! ባሕሪ ግን ናይ ባዕልና እዩ! ንንብረትና ሃቡና ኣይንብልን